Boka för dop/ምዝገባ ውሉዶም ንዘጠምቑ ወለዲ!

ናይ ኣገልግሎት ክፍሊት ከምዚተኸፍለ መረጋገጺ ግድን ኣብ መዓልቲ ስርዓተ-ጥምቀት ክህሉ ኣሎዎ።

Fylla i blanketten för att boka dop./

ኣብዚ መሕትት እትህብዎ ሓበሬታ ልክዕ ከምቲ ኣብቲ ሽወደናዊ መለለዪ ወረቀትኩም ዘሎ ሓበሬታኹም ክኸውን ኣሎዎ። ብዘይካ ናይ ክርስትና ስምኩም ካልእ ኩሉ ብቛንቛ ሽወደን ክትመልእዎ ግድን እዩ።

2 + 13 =