Boka vigsel/ምዝገባ ቃል ኪዳን ንዚኣስሩ!

ናይ ኣገልግሎት ክፍሊት ከምዚተኸፍለ መረጋገጺ ኣብ መዓልቲ ስርዓተ-ቃል ኪዳን ግድን ክህሉ ኣሎዎ።

Fylla i blanketen för att boka vigselrätt./

ኣብዚ መሕትት እትህብዎ ሓበሬታ ልክዕ ከምቲ ኣብቲ ሽወደናዊ መለለዪ ወረቀትኩም ዘሎ ሓበሬታኹም ክኸውን ኣሎዎ። ብዘይካ ናይ ክርስትና ስምኩም ካልእ ኩሉ ብቛንቛ ሽወደን ክትመልእዎ ግድን እዩ።

14 + 8 =